እታ ሚኒስተር ቅድሚ ሕጂ ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ኣብ ዘካየደቶ ርክባት፡ እቲ ጋዜጠኛ ቆንስላዊ ኣገልግሎት ሽወደን ክረክብን ብዓይኒ ሰብኣውነት ተራእዩ ካብ ቀይዲ ክፍታሕን ጸዊዓ ምንባራ ይግለጽ። ...